Back to top

GLAS Tigrinya

ጠራሙስ

ዳግማይ ዝምስራሕ ጥርሙስ ሓደስቲ ናይ ጥርሙስ መትሕሓዚታትን መዐሸጊታትን (ንኣብነት ናይ ማልማላታን ናይ ዘይቲ ኣውሊዕን መትሓዚ) ንምስራሕ የገልግሉ።

ጥርሖም ጠራሙስን ብጥርሙስ ዝተሰርሑ መዐሸጊታትን፡ ንመጕሓፊ ጠራሙስ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ መጕሓፊ በርሚል ክድርበዩ ይግባእ። ዓይነታዊ ብቕዓቱ ንምርግጋጽ፡ ኣብ ጠቕሚ ዝወዓለ ጥርሙስ በብሕብሩ፡ ማለት ጻዕጻ (ሕብሪ-ኣልቦ)፡ ቀጠልያን ቡናዊን ተባሂሉ ተፋላላዩ እዩ ዝቕመጥ።